Nov 20, 2014“ሱቕ ኢልካ ቢዝነስካ ጥራይ ግበር”እቲ ዝገርመኩም ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ለይቲ ሰዓት 3:30 ካብ ምዉቕ ድቃሰይ ተበራቢረ እየ ዝጽሕፋ ዘለኹ፡ ቅድሚ ነዛ ጽሑፍ ምጽሓፈይ ግን ኩባያ ሻሂ ክሰቲ ስለ ዝነበረኒ ሻሂ ኣፍሊሐ፡ ወረቐተይን ብርዐይን ኣዋዲደ ነቲ...
Nov 20, 2014ትርጉም ናጻ ፕረስ(ንዝኽሪ እሱራት ጋዜጠኛታትናን ጋዜጣታትን) መለኸት ብሩህ ተስፋ መቓልሕ መኣዲ ዘተ ትምህር ተብልሕ ፈልፋሊት ሓሳባት ከም ማይ ጃሕጃሕ ማቴዎስ ዳዊት ሰላምይንገስ ተሓሊኾም ብሞቑሕ ብመግረፍቲ ይነብዑ ዝርንዛሕ እዚ...
Nov 20, 2014ዕሸላትዕሸላት ወይጦት ፍጹም ዕሸላት ንዝሓሸ ስርዓት ናብራ ሂወት ኣዋልድ ኣወዳት ክረኽቡ ማዕርነት ናይ ሰብ ክብረት ወትሩ ይጓዓዙ ምንም ከይሓዙ ነቲ ዝርሓቆም ኣብ ገዛእ መሬቶም ጉዕዞ ትምህርቶም ጸወታ ንእስነቶም ሃሰውሰው...
Nov 20, 2014ገረብ መንገዲከም ሰዊት ዓተር ደረት ጽርግያ ኩሉ ዝምሕዋ ሚሕር ዝምነያ ከም በለስ ድርፎ ዓርበረቡዕ ሓዛኢ ዘይብሉ ወትሩ ቅሉዕ ከምታ ማመት ጓል ኣባሻውል ጎበዝ ከምዊንታኡ ፍጹም ዘይተሻቅል ከም ዝራብዕ ገና ዘይጸረየ ብዓንዲ ገመል...