Feb 25መግለጺ ኤምዲሰመ ብምኽንያት ክቱር ጎንጺ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያንካብ ዝሓለፈ ዓመት ዝጀመረ፡ ኣብ ሞንጎ ገለ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደገፍቲ ስርዓት ኢሰያስን፡ ክሳብ ሞትን፡ ስንክልናን ዘስዓበ ክቱር ጎንጺ፡ ናብ ኣሰካፊ ደረጃ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ ሆላንድ ቅድሚ ሰሙን ዘጋጠመ ተረክቦ'ውን...
Jan 29ናይ ሓዘን መግለጺኣብ ዕለት 24 ጥሪ 2024፡ መርድእ ናይ ኣቶ ተስፋልደት ኣለም መሓረና ምስ ተቓልሐ፡ ኣብ ዲያስፖራ ዝርከብ ደላዩ ጽቡቕ ኤርትራ፡ ስንባድኡን፡ ሓዘኑን፡ ኣድናቆቱን ኣብ ምግላጽ ይርከብ። ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቃስ...
Jan 1, 2023መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት፡ ‘ሕሳብና እንገብረሉ’ ኣጋጣሚዓመተ 2022 ዓበይቲ ኣሉታውን እወታውን ክስተታት ኣአእንጊዳ ሓሊፋ’ላ። ንህዝቢ ኤርትራ ግን መዳርግቲ ዘይነበራ ናይ ‘ምጾታት’ እዋን’ያ ነይራ። ህዝቢ ኤርትራ ብሕሱማት ናይ ውሽጢ ገዛእቲ ተኸላቢቱ፡ ነተን በይነን...