Nov 2, 2017ጋዜጣዊ መግለጺኣብ ዕለት 31 ጥቅምቲ ፡ ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከባቢ ኣኽርያ እትርከብ ቤትምህርቲ ኣል ዲያዓ ኣብ ምምሕዳራ ጣልቃ ብምእታዉ፡ ነቲ ምትእትታው ብትብዓት ዝተቓወሙ ሽማግለታት እታ ቤትምህርቲ ሓጂ ሙሳን ብጾቶምን...
Oct 30, 2017Conference on Eritrea Stresses the Need to Protect RefugeesConference on Eritrea stresses the need to protect refugees
Sep 18, 201718 መስከረም፡ 'መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ'ህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ከም ሃገርን ህዝብን ንኸረጋግጽ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ’ዩ። ብመስዋእቱ መሬታዊ ልዕላውነት ክረጋግጽ እኳ እንተኻኣለ፡ ሰብኣዊ መሰሉን፡ ህዝብዊ ሓርነቱን ከረጋግጽ ግን ገና ኣብ ትጽቢቱ ዘይነበረ ከቢድ...
Jul 21, 2017ግዱድ ዕስክርና ደው ይበል!ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኤርትራውያን ተመሃሮ 11 ክፍሊ ናብ ሳዋ ክወርዱ ከም ዝጀመሩ ኣብ ማዕከናት ዜና ክቃላሕ ቀንዩ ኣሎ። እዚ ድማ ብጉልባብ ትምህርቲ ኩሎም ትምህርቶም ዝውድኡ ተመሃሮ ናብ ግዱድ ዕስክርና...
May 24, 2017ኤምዲሰመ ጉባኤኡ ኣቃኒዑኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ክልተ ዓመታዊ ጉባኤኡ ብዕለት 21 ግንቦት 2017 ኣብ ከተማ ፕሪቶርያ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣቃኒዑ። ተሳተፍቲ፡ ብዛዕባ ናይ ዝሓለፈ 26 ዓመታት ሃገራዊ...
Feb 14, 2017Deliberation on Human Rights Situation in Eritrea at the 7th Citizens Continental Conference
Dec 20, 2016Eritrea@25 Seminar SeriesThe Eritrean Movement for Democracy and Human Rights (EMDHR) in conjunctions with Eritrean intellectuals and experts is currently busy...
Sep 20, 2016ጦብላሕታ መስከረም 18 2001እዋኑ ጉጅለ 15 ብቃልዕ ምስተን ብሕታውያን ጋዜጣታት ብዛዕባ ኩነታት ሃገርና ብፍላይ ድማ ካብ ህዝቢ ተሰዊሩ ዝነበረ ውሽጣዊ ምስሕሓብ ገለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ምስ ኢሰያስ ብቓልዕ ክወጽእ ጀሚሩሉ ኣብ...
Sep 13, 2016ተራ ምሁራት ኣብ ዲሞክራሲያዊ ለውጢገለ ሰባት ነቲ ናይ ዘበነ ገድሊ ብፍላይ ድማ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሕልንኦም ኣዳኺምካ ብነጻ ሓሳባቶም ከይገልጹ ንምሁራት ዝልጠፎም ዝነበረ ግናይ መግለጺ "ምሁር ተበላጺ እዩ፡ ምሁር ንኡስ ብርጅዋ እዩ" ዝብልን ንዕኡ...