EMDHR Launches the Policy Brief for Eritrean Civil Society OrganisationsemdhrorgJun 15, 20231 min readUpdated: Jun 17, 2023ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ)፡ ብዛዕባ ኤርትራዊ ሲቪላዊ ማሕበራት ዝምልከት ጽማቕ ፖሊሲ ዘርጊሑ። ዕላማ ናይዚ ሓጺር ጽሑፍ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሲቪላዊያን ማሕበራት ብነጻ ዝንቀሳቐሳሉ ሃዋህው ክህሉን፡ ኣብ ዲያስፖራ ንዝርከባ ናይ ኤርትራ ሲቪላዊ ማሕበራት ከኣ ደገፍን ንምሃብን እዩ።
Comments