top of page

Eritrean Movement For Democracy and Human Rights
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን
الحركة ا ريترية للديمقراطية وحقوق ا نسان

EMDHR-Workshop-2014-5

EMDHR-workshop-2014-4

EMDHR-conference-2013

EMDHR-Workshop-2014-5
1/14
Search


መግለጺ ኤምዲሰመ ብምኽንያት ክቱር ጎንጺ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን
ካብ ዝሓለፈ ዓመት ዝጀመረ፡ ኣብ ሞንጎ ገለ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደገፍቲ ስርዓት ኢሰያስን፡ ክሳብ ሞትን፡ ስንክልናን ዘስዓበ ክቱር ጎንጺ፡ ናብ ኣሰካፊ ደረጃ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ ሆላንድ ቅድሚ ሰሙን ዘጋጠመ ተረክቦ'ውን...
Feb 25, 2024


ናይ ሓዘን መግለጺ
ኣብ ዕለት 24 ጥሪ 2024፡ መርድእ ናይ ኣቶ ተስፋልደት ኣለም መሓረና ምስ ተቓልሐ፡ ኣብ ዲያስፖራ ዝርከብ ደላዩ ጽቡቕ ኤርትራ፡ ስንባድኡን፡ ሓዘኑን፡ ኣድናቆቱን ኣብ ምግላጽ ይርከብ። ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቃስ...
Jan 29, 2024


Jun 17, 2023


መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት፡ ‘ሕሳብና እንገብረሉ’ ኣጋጣሚ
ዓመተ 2022 ዓበይቲ ኣሉታውን እወታውን ክስተታት ኣአእንጊዳ ሓሊፋ’ላ። ንህዝቢ ኤርትራ ግን መዳርግቲ ዘይነበራ ናይ ‘ምጾታት’ እዋን’ያ ነይራ። ህዝቢ ኤርትራ ብሕሱማት ናይ ውሽጢ ገዛእቲ ተኸላቢቱ፡ ነተን በይነን...
Jan 1, 2023


ስምምዕ-ሰላም ኢትዮጵያ
ኣብ ሞንጎ ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ መንግስቲ ክልል ትግራይን ብኣላይነት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክግበር ዝቀነየ ናይ ምቁራጽ ተጻብኦን፡ ስምምዕ ሰላምን፡ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ኩላትና ተኸታቲልናዮ...
Nov 7, 2022


ኩሉ ኤርትራዊ ንዘይሕጋዊ ማእሰርቲ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ክቃወም ይግባእ
ብጹእ ኣቡነ ፍቕረማርያም ሓጎስ፡ ኣቡን ሰበኻ ሰገነይቲ፡ ብዕለት 15 ጥቅምቲ፡ ካብ መገሻኦም ክምለሱ ከለዉ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ፡ ብኣባላት ጸጥታ ከምዝተኣስሩ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታትን፡ ማዕከናት ዜናን...
Oct 18, 2022


መራሕቲ ሃይማኖታት ንሰላም ክጽውዑ ንጽውዕ
ንኣስታት ክልተ ዓመታት ቀጺሉ ዘሎ ደማዊ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር እቲ ዝኸፍአ ምዃኑ’ዩ ዝግለጽ ዘሎ። ሂወት ዓሰርተታት ኣሽሓት ወይ’ውእን ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ዝቐዝፍ ዘሎ ህልቂት ምዃኑ ድማ...
Oct 4, 2022


ሰብኣውን ማሕበራዊን ቁጠባዊን ሳዕቤን ኩናት ትግራይ
መእተዊ ኣብ ሕዳር 2020 ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኩናት መበገሲኡ እንታይ እዩ እንተኢልና፡ ዳርጋ ከምቶም ኩሎም ካልኦት ናይ ዓለምና ውግኣት፡ ፖለቲካ እዩ። ፖለቲካ ክንብል ከሎና፡ ኣብ ሞንጎ ፖለቲካውያን ሓይልታት...
Sep 22, 2022


መስከረም 18
ሰሉስ መስከረም 18 2001፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዓባይ ነጥበ መቐይሮ እያ። ጩራ ተስፋ ዲሞክራሲ ቅሂሙ፡ ምልካዊ ስርዓት ብወግዒ ዝተኣወጀላ ጸላም ዕለት እያ። እቶም ንምልካዊ ኣካይዳ ኢሰያስ ብትብዓት ዝተቓወሙ...
Sep 18, 2022


ሓጺር ዝኽሪ ተቓላሳይ ቅዱስ ገብረማርያም
ሓጺር ታሪኽ ሕይወት ቅዱስ ካብ ኣቦኡ ገብረማርያም ይግዛውን ካብ ኣዲኡ ሃይማኖት ገብረን ኣብ ኤርትራ፡ እንዳ ዳሽም ዝተባህለት ዓዲ፡ ብ27 ጥሪ 1973 ተወልደ። ዕድሚኡ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ፡ 1ይ ደረጃ ኣብ መዝባ...
Aug 23, 2022


ፌስቲቫላት ህግደፍ
መእተዊ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሃገራት ስካንዲናቪያ ዝተዳለወ ፈስቲቫል ኤርትራ ብዙሓት ኤርትራውያን ዝተሳተፍዎ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ክጋዋሕ ቀንዩ ኣሎ። እቶም ነቲ ስርዓት ዝድግፉ ከም ዓቢ ዓወት ክሕበኑሉ ከለዉ፡...
Aug 9, 2022


ቃንዛ ኤርትራውያን ስድራቤታት
ኣብዚ ሰሙን ሞት ወ/ሮ ጽገወይኒ መኮንን ሃይለ በዓልቲ ቤት ቀሺ ገብረመድህን ገብረጊዮርጊስ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ክቃላሕ ቀንዩ ኣሎ። እዚ ኣዝዩ ዘሕዝን ፍጻመ ንብዙሓት ኤርትራውያን ልብና ተንኪፉ፡ ብውልቂን ከም...
Jun 12, 2022


መግለጺ ሓዘን ኤምዲሰመ ብሞት ፓትሪያርክ ኣንጦንዮስ
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ብሞት ብጹእ ወቅዱስ 3ይ ፓትሪያርክ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ። ሞት መናብርትና እኳ እንተኾነ፡ እዚ ሞት ናይ ፓትሪያርክ...
Feb 13, 2022


ጽልዋ ኩናት ትግራይ ኣብ ኤርትራ
መእተዊ ዓመቱ ዘሕለፈ ኩናት ትግራይ ካብ ዝውላዕ፡ ኩነታት ኢትዮጵያን፡ ትግራይን፡ ኤርትራን ብፍላይ፡ ኩነታት እቲ ዞባ ድማ ብሓፈሻ ኣብ ኣዝዩ ተኣፋፊ ደረጃ በጺሑ ይርከብ። ቅድሚ ምውዳቕ ደርጊ ዝተኣወጀ ‘ሁሉም ነገር...
Dec 3, 2021


ዝኽሪ 18 መስከረም
እዛ ጽሕፍቲ ኣብ 2019 ብዛዕባ ዝኽሪ መስከረም 18 ዝተጻሕፈት ዀይና፡ ሕጂ'ውን ነቲ ዝኽሪ ንምሕዳስ ከምብሓዲሽ ንጥቕዓ ኣሎና። 18 መስከረም: ኣብ 18 ዓመታ ካብተን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብፍሉይ ክዝከራ ዝግብአን...
Sep 24, 2021


ምኹላዕ ዓቕሚ ኤርትራዊ መሪሕነት
ብናሆም ኪዳን (ትርጉም - ኢያሱ ዓንደማሪያም) “ኣበይ ኣለዉ መራሕትና፧” “እዚ ደንበ ተቓውሞ መራሕቲ የብሉን”፥ “ንኢሰያስ ኣይፈትዎን እየ’ሞ፡ እዞም ተቓወምቲ’ውን ካብኡ ኣይሕሹን እዮም”፥ “መተካእታ ኢሰያስ ክኸውን...
Jul 17, 2021


ምብሕጓግ መሰረት-ኤርትራ – ስድራቤት
ብናሆም ኪዳን (ትርጉም - ኢያሱ ዓንደማርያም) “ምዕባለ ናይ ዝኾነት ሃገር ኣብታ መሰረት ናይ ሕብረተሰብ ዝኾነት ስድራቤት ክጅምር ኣለዎ” (ቤጉም ኣጋ ካሃን) ኣብዚ ዝሓለፈ 30 ዓመታት ናይ ህግደፍ ግዝኣት እቲ ኣብ...
Jun 23, 2021


ጋዜጣዊ መግለጺ ኤምዲሰመ ብምኽንያት ዕስራ ሰነ
ህዝቢ ኤርትራ ዓመት መጸ ንዕስራ ሰነ ብውልቂ ይኹን ብጥርኑፍ ክዝክራን ከኽብራን ከሎ እዛ ዕለት እዚኣ ብግሊ ስለትብጽሖ እዩ። እዚ ማለት ዳርጋ ነፍሲ ወከፍ ስድራቤት ኤርትራ ንናጽነትን ንምክልኻል ሃገርን መዳርግቲ...
Jun 19, 2021


እዚ'ውን ክሓልፍ እዩ!
መእተዊ ድሕሪ ኩናት ትግራይ ኣብ ሕዳር 2020 ምውልዑ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ኣብ ፖለቲካውን፡ ማሕበራውን ኩነታት ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ፡ ኩነታት ናይቲ ዞባ ድማ ብሓፈሻ ዓቢ ለውጢ ተኸሲቱ ምህላዉ...
Mar 26, 2021


መኣዝንና ኣይነጥፍእ
መእተዊ ኣብ መጀመርያ ሕዳር ኩናት ኣብ ሞንጎ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ፡ ኤርትራውያን ብፍሉዩ ተገዳስነት ነዚ ኩናት ይከታተልዎን ይትንትንዎን ከምዘለዉ ኩላትና ንዕዘቦ ዘሎና እዩ።...
Dec 31, 2020
bottom of page