Mar 26, 2021እዚ'ውን ክሓልፍ እዩ!መእተዊ ድሕሪ ኩናት ትግራይ ኣብ ሕዳር 2020 ምውልዑ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ኣብ ፖለቲካውን፡ ማሕበራውን ኩነታት ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ፡ ኩነታት ናይቲ ዞባ ድማ ብሓፈሻ ዓቢ ለውጢ ተኸሲቱ ምህላዉ...
Feb 23, 2021AnnouncementOn the 24th of February, the UN Human Rights Council will be holding a session to review PFDJ’s, lack of progress in meeting its human...
Dec 31, 2020መኣዝንና ኣይነጥፍእመእተዊ ኣብ መጀመርያ ሕዳር ኩናት ኣብ ሞንጎ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ፡ ኤርትራውያን ብፍሉዩ ተገዳስነት ነዚ ኩናት ይከታተልዎን ይትንትንዎን ከምዘለዉ ኩላትና ንዕዘቦ ዘሎና እዩ።...
Dec 10, 2020ናይ ህጹጽ – ህጹጽ እዋንመእተዊ ኤርትራ ኣብ ናይ ህጹጽ ግዜ ካብ ትኣቱ ነዉሕ ኣቑጹሩ ኣሎ። ካብ 2001 ጀሚራ ኣብ ናይ ህጹጽ እዋን ትርከብ። ወዮ ድኣ ኤርትራውያን ንኹሉ ነገር ለሚድናዮ ንኸይድ ኰይና እምበር ኣብ ዘይንቡር ኩነታት ኢና...