Dec 10, 2020ናይ ህጹጽ – ህጹጽ እዋንመእተዊ ኤርትራ ኣብ ናይ ህጹጽ ግዜ ካብ ትኣቱ ነዉሕ ኣቑጹሩ ኣሎ። ካብ 2001 ጀሚራ ኣብ ናይ ህጹጽ እዋን ትርከብ። ወዮ ድኣ ኤርትራውያን ንኹሉ ነገር ለሚድናዮ ንኸይድ ኰይና እምበር ኣብ ዘይንቡር ኩነታት ኢና...
Nov 14, 2020ኩናት ብዓይኒ ወተሃደር ነበርኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ኣብ ሞንጎ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ውግእ ከምዝተወልዐ ምስ ተሰምዐ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ ሰብ ዘይጎሃየ ዘሎ ኣይመስለንን። ብዝያዳ እኳ እቲ ውግእ እንታይ ምዃኑ ዝፈልጥ...
Nov 6, 2020ኣይፋል ንውግእ!ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኣብ ሞንጎ ማእከላይ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ክጎሃሃር ዝጸንሐ ምስሕሓብ ናብ ጥርዙ በጺሑ፡ ኣብዚ...
Dec 9, 2019ዕርቂ ኣብ እስራኤል“ዳኛ ንዝበደለ ይቐጽዕ፡ ሕውነትን ስኒትን ኣሕዋት ግን ብዕርቂ ይቕረን ይቕሬታን እዩ ዝመጽእ” (Peace and reconciliation among Eritreans in Israel-a call) ብ`ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል...