top of page

Eritrean Movement For Democracy and Human Rights
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን
الحركة ا ريترية للديمقراطية وحقوق ا نسان

EMDHR-Workshop-2014-5

EMDHR-workshop-2014-4

EMDHR-conference-2013

EMDHR-Workshop-2014-5
1/14
Search


ሻዱሻይ ጉባኤ ዜጋታት ኣፍሪቃ ንኹነታት ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ኣብ ኣጀንዳኡ ክሰርዖ ንሓድነት ኣፍሪቃ ተላብዩ
ብሓልዮት ማእከል ተሳትፎ ዜጋታት ኣብ ሓድነት ኣፍሪቃ (Centre for Citizens Participation in the African Union) ዝተጋብአ 6ይ ጉባኤ ዜጋታት ኣፍሪቃ ካብ ዕለት 21-23 ጥሪ ኣብ ዋና...
Jan 26, 2016


መተሓሳሰቢ ንኹሉኹም ኤርትራውያን ሓተቲ ዕቑባ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ
ኩልና ከምንፈልጦ ብሰንኪ ጭቖናን ግፍዕታትን መንግስቲ ኤርትራ፡ ምስ ባርነት ዝዳረግ ደረት ኣልቦ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ንሱ ዘስዓቦ ናይ ስድራቤት ምብትታን፡ መወዳእታን ተስፋን ዘይብሉ ህይወትን፡ ኤርትራዊ ብኹሉ...
Jan 6, 2016


ኤርትራውያን ናይ ሕልና እሱራት ይፈትሑ!
ዓሰርተው ሓደ ገዳይም ተጋደልትን ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስቲን ዝርከብዎም ኤርትራውያን፡ ብ18 መስከረም 2001 ሃገራውን፡ ኣህጉራውን፡ ዓለምለኻውን ሕጊ ብምጥሓስ ብዘይ ሕጊ ተሓይሮም።እዞም እሱራት፡ ኣብ ግንቦት...
Sep 18, 2015


ኤምዲሰመ ሰሚናር ኣካይዱ
ኣባላት መሪሕነት ኤምዲሰመ ዝርከብዎም ወ/ሮ ኣድያም ወልዳይ፡ ኣቶ ኩሉብርሃን ኣብርሃምን፡ ኣቶ ኢያሱ ዓንደማርያምን "ብድሆታት ንምትካል ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ" ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ደቡብ ኣፍሪቃ...
Sep 14, 2015


ኤርትራን ሶርያን
ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ዘጋጠመ ናይ ሶርያዊ ህጻን ኣይላን ኩርዲ ምስ ምዕባይ ሓዉን ኣዲኡን ኣብ ባሕሪ ምጥሓል ኣብ ማዕከናት ዜና ምስ ረአኹ፡ ናይቲ ኣብ 2013 ኣብ ላምፐዱሳ ዘጋጠመ ናይ ልዕሊ 360 ኤርትራውያን ሞት...
Sep 7, 2015


መግለጺ ብምኽንያት ሓደ መስከረም
ከምዝፍለጥ፡ ባሕቲ መስከረም ቃልሲ ንናጽነትን ሓርነትን ኤርትራ ዘቦከረት ዕለት እያ። እዛ ዕለት እዚኣ፡ ብዘይ ናጽነትን ሓርነትን ክብረት የለን ብምባል ንኹሎም እቶም ብሉጽ ህይወቶም ከይበቀቑ ንኤርትራን ህዝባን ዝወፈዩ...
Sep 3, 2015


ጉዕዞ ናብ ሓርነት፡ ኣስካሕካሒ ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት
ስለምንታይ እዮም ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን ህይወቶም ኣብ ክቱር ሓደጋ ኣእትዮም ዓዶም ሓዲጎም ዝወጹ ዘለዉ? ጉዕዞ ናብ ሓርነት ህልቂት ዘኸትል ክነሱ የግዳስ ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ዓመት መጸ፡ ነዚ ጉዕዞ ዓይኖም...
Aug 13, 2015


ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ - 26 ሰነ 2015
ኩላትና ከምዝተኸታተልናዮ ብዕለት 26 ሰነ 2015፡ ኣብ ከተማ ጀነቫ ሃገረ ስዊዘርላንድ፡ ብኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዝተዳለወ ካብ ሃገራት ስዊድን፡ ኖርወይ፡ ጣልያን፡ እንግሊዝ፡ ጀርመን ዴንማርክን ካልኦት ሃገራት...
Jul 2, 2015


ናይ ደገፍ መግለጺ
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ነቲ መርማሪት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘውጽኣቶ ጸብጻብ ደገፍ ንምግላጽን፡ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ጃምላዊ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንምቅዋምን ኣብ...
Jun 19, 2015


ጋዜጣዊ መግለጺ
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) በቲ መርማሪት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘውጽኣቶ ጸብጻብ ዕጉብ ምዃኑ ብሓጐስ ይገልጽ። እዛ መርማሪት ኮሚሽን ብቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ብውሳኔ...
Jun 11, 2015


ኣብ ግዜ ሓዘን ጓይላ: ዓገብ!
ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣብ ሜዲተራንያን ከምዝሃለቁ ኣብማዕከናትዜና ተኸታቲልናዮ ኣሎና። እዚ ኣስቃቂ ተረኽቦ እዚ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ መንግስቲ ድማ ብፍላይ ንስድራ...
May 22, 2015


Nov 5, 2014


ምንዳፍ ሓድሽ ቅዋም ንምንታይ?
ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ውልቀ መላኺ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኣብ ዝገበሮ መደረ፡ "ንመጻኢ መንግስታዊ መርሓ ፖለቲካዊ ጐደና ዝቕይስ ቅዋም ምንዳፍ ክንጅምር ኢና"...
May 30, 2014


መግለጺ ዓውደ-መጽናዕቲ ኤምዲሰመ ፕሪቶርያ - ደቡብ ኣፍሪቃ
1. መእተዊ ንሕና፡ ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ኣውስትራልያ፡ ኤውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዝመጻእና ኤርትራውያን፡ ንበርጌሳውያን ማሕበራትን ነብስና ዝወከልና ውልቀ-ሰባትን ካብ 9 ክሳብ 11 ግንቦት...
May 22, 2014


ዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ዘሎ ዕድላትን ብድሆታትን
ምኒስተር ምክልኻል ነበርን ኣባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነን ኣቶ መስፍን ሓጎስ ብዕለት 22 መጋቢት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹሉ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣቶ መስፍን ኣብ...
Mar 24, 2014


ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ካብ ስልጣን ክወርድ ኢደይ ኢድካ ንበል
ህዝቢ ኤርትራ ብህልቂት ኣማኢት ደቁ ዝወረዶ ድርብ ሓዘን ንብኣቱ እንዳዛረየ፡ ሬሳታት ዕሸላት ደቁ ንሓመድ ኣዳም እብታ ኽብርቲ መሬት ዓደቦኦም ከይተመለሰ፡ ነቲ ክቡር ስርኣት ሓዘንን ባህልን ህዝቢ ኤርትራ ዘናሸወ...
Dec 4, 2013


መጸዋዕታ ንኣምባሳደራት ቆንስላትን ስርዓት ኢሰያስ
ኣብዚ ኣማኢት ኤርትርአውያን መንእሰያት ዝቕዘፍሉ ዘለዉ፡ ህዝቢ ኤርትራውን ኣብ ትሕቲ ኣዝዩ መሪር ሕሰምን ጭቆናን ዝሰሓገሉ ዘሎ እዋን፡ ኣምባሳደራትን ቆንስላትን ኤርትራ፡ ነዚ ህዝቢ ዘጽንትን ሃገርውን ዘዕኑ ዘሎ...
Nov 25, 2013


ኤርትራውያን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ሓዘኖም ይገልጹ
ኣማኢት ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ፕሪቶርያ ደቡብ ኣፍርቃ ነቲ ኣብ ላምፔዱሳ ዘጋጠመ ህልቂት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ብናይ ሓድነትን ሕውነትን መንፈስ ገሊጾም። ኣብቲ ብዕለት 12 ጥቅምቲ 2013...
Oct 27, 2013
bottom of page