top of page

Eritrean Movement For Democracy and Human Rights
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን
الحركة ا ريترية للديمقراطية وحقوق ا نسان

EMDHR-Workshop-2014-5

EMDHR-workshop-2014-4

EMDHR-conference-2013

EMDHR-Workshop-2014-5
1/14
Search


Petition on the Situation of Eritrean Refugees in Tigray - To the UN and the African Union (AU)
SUBMITTED BY CONCERNED ORGANISATIONS JANUARY 2021 BACKGROUND On 4th November 2020, a deadly conflict broke out in the Tigray region. The...
Feb 4, 2021


Eritrea: Shadow Report to the CEDAW Committee
Joint Submission by the Eritrean Movement for Democracy and Human Rights (EMDHR) And The Network of Eritrean Women (NEW)
Feb 1, 2021


መኣዝንና ኣይነጥፍእ
መእተዊ ኣብ መጀመርያ ሕዳር ኩናት ኣብ ሞንጎ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ፡ ኤርትራውያን ብፍሉዩ ተገዳስነት ነዚ ኩናት ይከታተልዎን ይትንትንዎን ከምዘለዉ ኩላትና ንዕዘቦ ዘሎና እዩ።...
Dec 31, 2020


ናይ ህጹጽ – ህጹጽ እዋን
መእተዊ ኤርትራ ኣብ ናይ ህጹጽ ግዜ ካብ ትኣቱ ነዉሕ ኣቑጹሩ ኣሎ። ካብ 2001 ጀሚራ ኣብ ናይ ህጹጽ እዋን ትርከብ። ወዮ ድኣ ኤርትራውያን ንኹሉ ነገር ለሚድናዮ ንኸይድ ኰይና እምበር ኣብ ዘይንቡር ኩነታት ኢና...
Dec 10, 2020


Eritrean organizations call for an international day of action: Stop the War in the Horn of Africa!
Eritrean organizations call for an international day of action: Stop the War in the Horn of Africa! Protest against war and forced...
Dec 9, 2020


ኩናት ብዓይኒ ወተሃደር ነበር
ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ኣብ ሞንጎ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ውግእ ከምዝተወልዐ ምስ ተሰምዐ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ ሰብ ዘይጎሃየ ዘሎ ኣይመስለንን። ብዝያዳ እኳ እቲ ውግእ እንታይ ምዃኑ ዝፈልጥ...
Nov 14, 2020


ኣይፋል ንውግእ!
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኣብ ሞንጎ ማእከላይ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ክጎሃሃር ዝጸንሐ ምስሕሓብ ናብ ጥርዙ በጺሑ፡ ኣብዚ...
Nov 6, 2020


ዕርቂ ኣብ እስራኤል
“ዳኛ ንዝበደለ ይቐጽዕ፡ ሕውነትን ስኒትን ኣሕዋት ግን ብዕርቂ ይቕረን ይቕሬታን እዩ ዝመጽእ” (Peace and reconciliation among Eritreans in Israel-a call) ብ`ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል...
Dec 9, 2019


ጋዜጣዊ መግለጺ
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ብመራኸቢ ብዙሓን ዝተዘርግሐ፡ ኣብ እስራኤል ኣብ ቀጽሪ ቤተክርስትያን ብሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ሓደ ኤርትራዊ ብኻራ ዝተፈጸመ...
Dec 7, 2019


Five Eritrean Refugees Detained in Egypt Released on Bail
Five Eritrean refugees detained by the Egyptian authorities on 21 July 2019 have been released on bail after 3 months of incarceration....
Oct 27, 2019


Five Members of the Eritrean Under-20 National Football Team Have Disappeared In Uganda
Ugandan media and the international press are reporting that five members of the Eritrean under-20 Football Team have disappeared from...
Oct 2, 2019


18 መስከረም: ኣብ 18 ዓመታ
ካብተን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብፍሉይ ክዝከራ ዝግብአን ዕለታት መስከረም 18 ሓንቲ እያ። ኣብ 2001 ቅድሚ 18 ዓመታት፡ መሰላት ዜጋታታ እተኽብር ብሕግን ስርዓትን እትግዛእ ኤርትራ ንምርኣይ ባህግን ተስፋን ኤርትራውያን...
Sep 18, 2019


EMDHR Conducted Training in Kampala
EMDHR conducted a two-day training held in Kampala Uganda on 29 & 30 April 2019 for Eritrean human rights defenders (HRDs). The human...
May 2, 2019


ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶር ኣብይ ኣሕመድ
ዝኸበርካ ዶር ኣብይ ኣሕመድ፡ ንሕና ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዴሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ኢሂወደግ ዋና ጸሓፊ ኮይንካ ምስተመረጽካን፡ ብድሕሪኡ ኣብ መደረኻ ንውሳኔ ኮምሽን ዶብ...
Feb 8, 2019


መላኺዶ ጸላኢ?
ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ዝሓለፈ 27 ዓመታት ኣብ ኤርትራ በትረ ስልጣን ካብ ዝጭብጥ ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዘውረዶ ኣደራዕን ውርደትን፡ ስቓይን መከራን ብኣሃዝ ክንድዚ ኢልካ ክትዝርዝሮን ክትግምቶን ኣዝዩ...
Jan 7, 2019


Helen Kidan representing EMDHR in Human Rights Defenders World Summit 2018
Helen Kidan representing EMDHR in Human Rights Defenders World Summit 2018
Nov 9, 2018


'It's just slavery': Eritrean conscripts wait in vain for freedom
With their hopes dashed that peace with Ethiopia would bring an end to national service, young Eritreans must either accept a life of...
Oct 20, 2018


ጋዜጣዊ መግለጺ
እቲ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሓምለ ዝጀመረ ናይ ሰላም መስርሕ፡ ብድሕሪኡ ዝሰዓበ ምጅማር ቀጥታ በረራ ኣየርን፡ ናይ ቴሌፎን መስመራትን ንህዝብታት ክልቲኦም ሃገራት ውሕስነት ዘለዎን ነባሪ ሰላም ክርእዩ...
Sep 14, 2018


Joint Submission to the UN Universal Periodic Review
Eritrea Joint Submission to the UN Universal Periodic Review 32nd Session of the UPR Working Group.
Jul 20, 2018


ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ መስርሕ ሰላም
ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ሰሙናት ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመረ ናይ ሰላም ዝርርብ፡ ድሒሩ ዝሰዓበ ምብጻሕ ናይ ዶር ኣቢይ ናብ ኤርትራ፡ ዝተገብረሉ ኣቀባብላን፡ ናይ ኢሰያስ ኣፎወርቂ ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕን ኣብኡ...
Jul 18, 2018


Eritrea: A Country Under the Sway of a Dictatorship
This booklet is based in large part on the contributions of the conference “Eritrea and the Ongoing Refugee Crisis”, which took place in...
Jul 10, 2018
bottom of page
