Feb 1, 2021Eritrea: Shadow Report to the CEDAW CommitteeJoint Submission by the Eritrean Movement for Democracy and Human Rights (EMDHR) And The Network of Eritrean Women (NEW)
Dec 31, 2020መኣዝንና ኣይነጥፍእመእተዊ ኣብ መጀመርያ ሕዳር ኩናት ኣብ ሞንጎ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ፡ ኤርትራውያን ብፍሉዩ ተገዳስነት ነዚ ኩናት ይከታተልዎን ይትንትንዎን ከምዘለዉ ኩላትና ንዕዘቦ ዘሎና እዩ።...
Dec 10, 2020ናይ ህጹጽ – ህጹጽ እዋንመእተዊ ኤርትራ ኣብ ናይ ህጹጽ ግዜ ካብ ትኣቱ ነዉሕ ኣቑጹሩ ኣሎ። ካብ 2001 ጀሚራ ኣብ ናይ ህጹጽ እዋን ትርከብ። ወዮ ድኣ ኤርትራውያን ንኹሉ ነገር ለሚድናዮ ንኸይድ ኰይና እምበር ኣብ ዘይንቡር ኩነታት ኢና...
Dec 9, 2020Eritrean organizations call for an international day of action: Stop the War in the Horn of Africa!Eritrean organizations call for an international day of action: Stop the War in the Horn of Africa! Protest against war and forced...
Nov 13, 2020ኩናት ብዓይኒ ወተሃደር ነበርኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ኣብ ሞንጎ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ውግእ ከምዝተወልዐ ምስ ተሰምዐ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ ሰብ ዘይጎሃየ ዘሎ ኣይመስለንን። ብዝያዳ እኳ እቲ ውግእ እንታይ ምዃኑ ዝፈልጥ...
Nov 5, 2020ኣይፋል ንውግእ!ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኣብ ሞንጎ ማእከላይ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ክጎሃሃር ዝጸንሐ ምስሕሓብ ናብ ጥርዙ በጺሑ፡ ኣብዚ...
Dec 8, 2019ዕርቂ ኣብ እስራኤል“ዳኛ ንዝበደለ ይቐጽዕ፡ ሕውነትን ስኒትን ኣሕዋት ግን ብዕርቂ ይቕረን ይቕሬታን እዩ ዝመጽእ” (Peace and reconciliation among Eritreans in Israel-a call) ብ`ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል...
Dec 6, 2019ጋዜጣዊ መግለጺኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ብመራኸቢ ብዙሓን ዝተዘርግሐ፡ ኣብ እስራኤል ኣብ ቀጽሪ ቤተክርስትያን ብሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ሓደ ኤርትራዊ ብኻራ ዝተፈጸመ...
Oct 26, 2019 Five Eritrean Refugees Detained in Egypt Released on BailFive Eritrean refugees detained by the Egyptian authorities on 21 July 2019 have been released on bail after 3 months of incarceration....
Oct 1, 2019Five Members of the Eritrean Under-20 National Football Team Have Disappeared In UgandaUgandan media and the international press are reporting that five members of the Eritrean under-20 Football Team have disappeared from...
Sep 17, 201918 መስከረም: ኣብ 18 ዓመታካብተን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብፍሉይ ክዝከራ ዝግብአን ዕለታት መስከረም 18 ሓንቲ እያ። ኣብ 2001 ቅድሚ 18 ዓመታት፡ መሰላት ዜጋታታ እተኽብር ብሕግን ስርዓትን እትግዛእ ኤርትራ ንምርኣይ ባህግን ተስፋን ኤርትራውያን...
May 1, 2019EMDHR Conducted Training in KampalaEMDHR conducted a two-day training held in Kampala Uganda on 29 & 30 April 2019 for Eritrean human rights defenders (HRDs). The human...
Feb 8, 2019ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶር ኣብይ ኣሕመድዝኸበርካ ዶር ኣብይ ኣሕመድ፡ ንሕና ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዴሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ኢሂወደግ ዋና ጸሓፊ ኮይንካ ምስተመረጽካን፡ ብድሕሪኡ ኣብ መደረኻ ንውሳኔ ኮምሽን ዶብ...
Jan 7, 2019መላኺዶ ጸላኢ?ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ዝሓለፈ 27 ዓመታት ኣብ ኤርትራ በትረ ስልጣን ካብ ዝጭብጥ ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዘውረዶ ኣደራዕን ውርደትን፡ ስቓይን መከራን ብኣሃዝ ክንድዚ ኢልካ ክትዝርዝሮን ክትግምቶን ኣዝዩ...
Nov 8, 2018Helen Kidan representing EMDHR in Human Rights Defenders World Summit 2018Helen Kidan representing EMDHR in Human Rights Defenders World Summit 2018
Oct 19, 2018'It's just slavery': Eritrean conscripts wait in vain for freedomWith their hopes dashed that peace with Ethiopia would bring an end to national service, young Eritreans must either accept a life of...
Sep 13, 2018ጋዜጣዊ መግለጺእቲ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሓምለ ዝጀመረ ናይ ሰላም መስርሕ፡ ብድሕሪኡ ዝሰዓበ ምጅማር ቀጥታ በረራ ኣየርን፡ ናይ ቴሌፎን መስመራትን ንህዝብታት ክልቲኦም ሃገራት ውሕስነት ዘለዎን ነባሪ ሰላም ክርእዩ...
Jul 19, 2018Joint Submission to the UN Universal Periodic ReviewEritrea Joint Submission to the UN Universal Periodic Review 32nd Session of the UPR Working Group.
Jul 17, 2018ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ መስርሕ ሰላምኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ሰሙናት ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመረ ናይ ሰላም ዝርርብ፡ ድሒሩ ዝሰዓበ ምብጻሕ ናይ ዶር ኣቢይ ናብ ኤርትራ፡ ዝተገብረሉ ኣቀባብላን፡ ናይ ኢሰያስ ኣፎወርቂ ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕን ኣብኡ...
Jul 9, 2018Eritrea: A Country Under the Sway of a DictatorshipThis booklet is based in large part on the contributions of the conference “Eritrea and the Ongoing Refugee Crisis”, which took place in...
Jun 28, 2018UN Human Rights Council: Civic space in EritreaGeneva 28 June 2018 38th Session of UN Human Rights Council Dialogue with UN Special Rapporteur on Eritrea On behalf of CIVICUS,...