top of page

Eritrean Movement For Democracy and Human Rights
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን
الحركة ا ريترية للديمقراطية وحقوق ا نسان

EMDHR-Workshop-2014-5

EMDHR-workshop-2014-4

EMDHR-conference-2013

EMDHR-Workshop-2014-5
1/14
Search


ናይ ህጹጽ – ህጹጽ እዋን
መእተዊ ኤርትራ ኣብ ናይ ህጹጽ ግዜ ካብ ትኣቱ ነዉሕ ኣቑጹሩ ኣሎ። ካብ 2001 ጀሚራ ኣብ ናይ ህጹጽ እዋን ትርከብ። ወዮ ድኣ ኤርትራውያን ንኹሉ ነገር ለሚድናዮ ንኸይድ ኰይና እምበር ኣብ ዘይንቡር ኩነታት ኢና...
Dec 10, 2020


ኩናት ብዓይኒ ወተሃደር ነበር
ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ኣብ ሞንጎ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ውግእ ከምዝተወልዐ ምስ ተሰምዐ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ ሰብ ዘይጎሃየ ዘሎ ኣይመስለንን። ብዝያዳ እኳ እቲ ውግእ እንታይ ምዃኑ ዝፈልጥ...
Nov 14, 2020


ኣይፋል ንውግእ!
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኣብ ሞንጎ ማእከላይ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ክጎሃሃር ዝጸንሐ ምስሕሓብ ናብ ጥርዙ በጺሑ፡ ኣብዚ...
Nov 6, 2020


ዕርቂ ኣብ እስራኤል
“ዳኛ ንዝበደለ ይቐጽዕ፡ ሕውነትን ስኒትን ኣሕዋት ግን ብዕርቂ ይቕረን ይቕሬታን እዩ ዝመጽእ” (Peace and reconciliation among Eritreans in Israel-a call) ብ`ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል...
Dec 9, 2019


ጋዜጣዊ መግለጺ
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ብመራኸቢ ብዙሓን ዝተዘርግሐ፡ ኣብ እስራኤል ኣብ ቀጽሪ ቤተክርስትያን ብሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ሓደ ኤርትራዊ ብኻራ ዝተፈጸመ...
Dec 7, 2019


18 መስከረም: ኣብ 18 ዓመታ
ካብተን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብፍሉይ ክዝከራ ዝግብአን ዕለታት መስከረም 18 ሓንቲ እያ። ኣብ 2001 ቅድሚ 18 ዓመታት፡ መሰላት ዜጋታታ እተኽብር ብሕግን ስርዓትን እትግዛእ ኤርትራ ንምርኣይ ባህግን ተስፋን ኤርትራውያን...
Sep 18, 2019


ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶር ኣብይ ኣሕመድ
ዝኸበርካ ዶር ኣብይ ኣሕመድ፡ ንሕና ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዴሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ኢሂወደግ ዋና ጸሓፊ ኮይንካ ምስተመረጽካን፡ ብድሕሪኡ ኣብ መደረኻ ንውሳኔ ኮምሽን ዶብ...
Feb 8, 2019


ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ መስርሕ ሰላም
ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ሰሙናት ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመረ ናይ ሰላም ዝርርብ፡ ድሒሩ ዝሰዓበ ምብጻሕ ናይ ዶር ኣቢይ ናብ ኤርትራ፡ ዝተገብረሉ ኣቀባብላን፡ ናይ ኢሰያስ ኣፎወርቂ ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕን ኣብኡ...
Jul 18, 2018


ጋዜጣዊ መግለጺ
ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢይ ኣሕመድ ንሕዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብፍላይ፡ ንህዝብታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዓለምን ድማ ብሓፈሻ፡ ሓዲሽ ናይ ሰላም ጩራ ተስፋ ዝሃበ፡ ኢትዮጵያ ንውሳነ...
Jun 15, 2018


ዝተግዝአ ኣተሓሳስባ
ህቡብ ደራፋይ ቦብ ማርሊ ሓንቲ ካብተን ፍልጥቲ ደርፍታቱ “Emanicipate yourself from mental slavery” ትብል እያ። እዚ ማለት “ነብስኻ ካብ ናይ ኣእምሮ ባርነት ሓራ ኣውጽእ”። ብዙሕ ግዜ...
Jun 8, 2018


ጋዜጣዊ መግለጺ
ኣብ ዕለት 31 ጥቅምቲ ፡ ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከባቢ ኣኽርያ እትርከብ ቤትምህርቲ ኣል ዲያዓ ኣብ ምምሕዳራ ጣልቃ ብምእታዉ፡ ነቲ ምትእትታው ብትብዓት ዝተቓወሙ ሽማግለታት እታ ቤትምህርቲ ሓጂ ሙሳን ብጾቶምን...
Nov 2, 2017


18 መስከረም፡ 'መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ'
ህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ከም ሃገርን ህዝብን ንኸረጋግጽ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ’ዩ። ብመስዋእቱ መሬታዊ ልዕላውነት ክረጋግጽ እኳ እንተኻኣለ፡ ሰብኣዊ መሰሉን፡ ህዝብዊ ሓርነቱን ከረጋግጽ ግን ገና ኣብ ትጽቢቱ ዘይነበረ ከቢድ...
Sep 18, 2017


ግዱድ ዕስክርና ደው ይበል!
ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኤርትራውያን ተመሃሮ 11 ክፍሊ ናብ ሳዋ ክወርዱ ከም ዝጀመሩ ኣብ ማዕከናት ዜና ክቃላሕ ቀንዩ ኣሎ። እዚ ድማ ብጉልባብ ትምህርቲ ኩሎም ትምህርቶም ዝውድኡ ተመሃሮ ናብ ግዱድ ዕስክርና...
Jul 21, 2017


ኤምዲሰመ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ክልተ ዓመታዊ ጉባኤኡ ብዕለት 21 ግንቦት 2017 ኣብ ከተማ ፕሪቶርያ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣቃኒዑ። ተሳተፍቲ፡ ብዛዕባ ናይ ዝሓለፈ 26 ዓመታት ሃገራዊ...
May 24, 2017


ጦብላሕታ መስከረም 18 2001
እዋኑ ጉጅለ 15 ብቃልዕ ምስተን ብሕታውያን ጋዜጣታት ብዛዕባ ኩነታት ሃገርና ብፍላይ ድማ ካብ ህዝቢ ተሰዊሩ ዝነበረ ውሽጣዊ ምስሕሓብ ገለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ምስ ኢሰያስ ብቓልዕ ክወጽእ ጀሚሩሉ ኣብ...
Sep 20, 2016


ተራ ምሁራት ኣብ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ
ገለ ሰባት ነቲ ናይ ዘበነ ገድሊ ብፍላይ ድማ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሕልንኦም ኣዳኺምካ ብነጻ ሓሳባቶም ከይገልጹ ንምሁራት ዝልጠፎም ዝነበረ ግናይ መግለጺ "ምሁር ተበላጺ እዩ፡ ምሁር ንኡስ ብርጅዋ እዩ" ዝብልን ንዕኡ...
Sep 13, 2016


ግዱድ ዕስክርና ደው ይበል!
ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኤርትራውያን ተማሃሮ 11 ክፍሊ ናብ ሳዋ ከም ዝወረዱ ኣብ ማዕከናት ዜና ክቃላሕ ቀንዩ ኣሎ። እዚ ድማ ብጉልባብ ትምህርቲ ኩሎም ትምህርቶም ዝውድኡ ተመሃሮ ናብ ግዱድ ዕስክርና ዝኽተቡሉን...
Aug 3, 2016


ድሕሪ ጀነቫ ናበይ?
ኩላትና ከምዝተኸታተልናዮ፡ እታ ኣብ ሰነ 2014 ብመሰረት ጉባኤ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UN Human Rights Council) ተመዚዛ ዝቖመት ኮሚሽን፡ ናይ ክልተ ዓመት ጸብጻባ ኣብ ሰነ 21...
Jul 14, 2016


ሓጺር ጸብጻብ ሰልፊ ደቡብ ኣፍሪቃ ንደገፍ ጸብጻብ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት
ብደለይቲ ፍትሒ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ን23 ሰነ 2016 ነቲ ጸብጻብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ዝድግፍ ሰልፊ ጀነቫ ብሓደ መንፈስ ንምድጋፍ ኣብ ፕሪቶርያ ክግበር ተወጢኑ እኳ እንተነበረ፡ እንተኾነ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ...
Jun 27, 2016


ኤርትራ ኣብ 25 ዓመት
እዛ ናይ ሕጂ ኤርትራ ልክዕ ከም ካልኦት ኣሕዋት ኣፍሪቓውያን ሃገራት፡ ውጽኢት ናይ ግዳማውን ውሽጣዊ ምዕባለታት እያ። ህዝቢ ኤርትራ በቲ ዝሓለፍዎ ናይ ሓባር ተሞክሮታት ሓደ ናይ ሓባር ኤርትራዊ መንነት ከማዕብሉን በዚ...
May 26, 2016
bottom of page



