top of page

Eritrean Movement For Democracy and Human Rights
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን
الحركة ا ريترية للديمقراطية وحقوق ا نسان

EMDHR-Workshop-2014-5

EMDHR-workshop-2014-4

EMDHR-conference-2013

EMDHR-Workshop-2014-5
1/14
Search


Situation of Human Rights in Eritrea
Report of the Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea. The Special Rapporteur on Eritrea, Mohamed Abdelsalam...
Jun 3, 2024


WAR – From a Perspective of an Ex-Soldier
Introduction The last four years have been tough years to many people globally. First the Covid-19 pandemic and soon after the war in...
Feb 28, 2024


መግለጺ ኤምዲሰመ ብምኽንያት ክቱር ጎንጺ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን
ካብ ዝሓለፈ ዓመት ዝጀመረ፡ ኣብ ሞንጎ ገለ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደገፍቲ ስርዓት ኢሰያስን፡ ክሳብ ሞትን፡ ስንክልናን ዘስዓበ ክቱር ጎንጺ፡ ናብ ኣሰካፊ ደረጃ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ ሆላንድ ቅድሚ ሰሙን ዘጋጠመ ተረክቦ'ውን...
Feb 25, 2024


EMDHR Statement Regarding Extreme Violence
Since last year, we have been witnessing the extreme violence of Eritreans against their fellow compatriots to the point of losing lives,...
Feb 25, 2024


ናይ ሓዘን መግለጺ
ኣብ ዕለት 24 ጥሪ 2024፡ መርድእ ናይ ኣቶ ተስፋልደት ኣለም መሓረና ምስ ተቓልሐ፡ ኣብ ዲያስፖራ ዝርከብ ደላዩ ጽቡቕ ኤርትራ፡ ስንባድኡን፡ ሓዘኑን፡ ኣድናቆቱን ኣብ ምግላጽ ይርከብ። ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቃስ...
Jan 29, 2024


Eritrea - A Nation Silenced
Eritrea - A Nation Silenced Image: Credit to Redy and Redy law firm
Sep 4, 2023


EMDHR Statement about President Isaias Afwerki visit to South Africa
On Tuesday 22nd August 2023, President Isaias Afowerki landed in Johannesburg, South Africa to attend the BRICS summit. The summit is to...
Aug 25, 2023


Jun 17, 2023


EMDHR Launches the Policy Brief for Eritrean Civil Society Organisations
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ)፡ ብዛዕባ ኤርትራዊ ሲቪላዊ ማሕበራት ዝምልከት ጽማቕ ፖሊሲ ዘርጊሑ። ዕላማ ናይዚ ሓጺር ጽሑፍ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሲቪላዊያን ማሕበራት ብነጻ ዝንቀሳቐሳሉ...
Jun 15, 2023


Decency is a Virtue
EMDHR for the last two years has been working with partner organisations in addressing the plight of Eritrean refugees especially in...
Jan 11, 2023


መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት፡ ‘ሕሳብና እንገብረሉ’ ኣጋጣሚ
ዓመተ 2022 ዓበይቲ ኣሉታውን እወታውን ክስተታት ኣአእንጊዳ ሓሊፋ’ላ። ንህዝቢ ኤርትራ ግን መዳርግቲ ዘይነበራ ናይ ‘ምጾታት’ እዋን’ያ ነይራ። ህዝቢ ኤርትራ ብሕሱማት ናይ ውሽጢ ገዛእቲ ተኸላቢቱ፡ ነተን በይነን...
Jan 1, 2023


ስምምዕ-ሰላም ኢትዮጵያ
ኣብ ሞንጎ ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ መንግስቲ ክልል ትግራይን ብኣላይነት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክግበር ዝቀነየ ናይ ምቁራጽ ተጻብኦን፡ ስምምዕ ሰላምን፡ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ኩላትና ተኸታቲልናዮ...
Nov 7, 2022


ኩሉ ኤርትራዊ ንዘይሕጋዊ ማእሰርቲ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ ክቃወም ይግባእ
ብጹእ ኣቡነ ፍቕረማርያም ሓጎስ፡ ኣቡን ሰበኻ ሰገነይቲ፡ ብዕለት 15 ጥቅምቲ፡ ካብ መገሻኦም ክምለሱ ከለዉ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ፡ ብኣባላት ጸጥታ ከምዝተኣስሩ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታትን፡ ማዕከናት ዜናን...
Oct 18, 2022


መራሕቲ ሃይማኖታት ንሰላም ክጽውዑ ንጽውዕ
ንኣስታት ክልተ ዓመታት ቀጺሉ ዘሎ ደማዊ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር እቲ ዝኸፍአ ምዃኑ’ዩ ዝግለጽ ዘሎ። ሂወት ዓሰርተታት ኣሽሓት ወይ’ውእን ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ዝቐዝፍ ዘሎ ህልቂት ምዃኑ ድማ...
Oct 4, 2022


ሰብኣውን ማሕበራዊን ቁጠባዊን ሳዕቤን ኩናት ትግራይ
መእተዊ ኣብ ሕዳር 2020 ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኩናት መበገሲኡ እንታይ እዩ እንተኢልና፡ ዳርጋ ከምቶም ኩሎም ካልኦት ናይ ዓለምና ውግኣት፡ ፖለቲካ እዩ። ፖለቲካ ክንብል ከሎና፡ ኣብ ሞንጎ ፖለቲካውያን ሓይልታት...
Sep 22, 2022


መስከረም 18
ሰሉስ መስከረም 18 2001፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዓባይ ነጥበ መቐይሮ እያ። ጩራ ተስፋ ዲሞክራሲ ቅሂሙ፡ ምልካዊ ስርዓት ብወግዒ ዝተኣወጀላ ጸላም ዕለት እያ። እቶም ንምልካዊ ኣካይዳ ኢሰያስ ብትብዓት ዝተቓወሙ...
Sep 18, 2022


UN HRC - Should Extend and Support the International Commission of Human Rights Experts on Ethiopia
UN Human Rights Council should extend and bolster support to the International Commission of Human Rights Experts on Ethiopia
Sep 16, 2022


ሓጺር ዝኽሪ ተቓላሳይ ቅዱስ ገብረማርያም
ሓጺር ታሪኽ ሕይወት ቅዱስ ካብ ኣቦኡ ገብረማርያም ይግዛውን ካብ ኣዲኡ ሃይማኖት ገብረን ኣብ ኤርትራ፡ እንዳ ዳሽም ዝተባህለት ዓዲ፡ ብ27 ጥሪ 1973 ተወልደ። ዕድሚኡ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ፡ 1ይ ደረጃ ኣብ መዝባ...
Aug 23, 2022


ፌስቲቫላት ህግደፍ
መእተዊ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሃገራት ስካንዲናቪያ ዝተዳለወ ፈስቲቫል ኤርትራ ብዙሓት ኤርትራውያን ዝተሳተፍዎ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ክጋዋሕ ቀንዩ ኣሎ። እቶም ነቲ ስርዓት ዝድግፉ ከም ዓቢ ዓወት ክሕበኑሉ ከለዉ፡...
Aug 9, 2022


ቃንዛ ኤርትራውያን ስድራቤታት
ኣብዚ ሰሙን ሞት ወ/ሮ ጽገወይኒ መኮንን ሃይለ በዓልቲ ቤት ቀሺ ገብረመድህን ገብረጊዮርጊስ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ክቃላሕ ቀንዩ ኣሎ። እዚ ኣዝዩ ዘሕዝን ፍጻመ ንብዙሓት ኤርትራውያን ልብና ተንኪፉ፡ ብውልቂን ከም...
Jun 12, 2022


Extend the UN Special Rapporteur mandate
To Permanent Representatives of Member and Observer States of the United Nations Human Rights Council (Geneva, Switzerland) Eritrea:...
May 20, 2022
bottom of page